Movatterモバイル変換


[0]ホーム

URL:


ናብ ትሕዝቶ ኪድ
ዊኪፐድያናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ድለይ

ጀርመን

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን
Bundesrepublik Deutschland
ሃገር ኣባልኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦Einigkeit und Recht und Freiheit
(ብጀርመንኛ፦ «ሓድነትን ፍትሕን ናጽነትን»)
ሃገራዊ መዝሙርDas Lied der Deutschen
(ብጀርመንኛ፦ «ደርፊ ጀርመናውያን»)

ርእሰ ከተማበርሊን
50°44′07″ሰ7°06′08″ምብ /50.735277777778,7.1022222222222ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋጀርመንኛ
ዜግነት ህዝቢጀርመናዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲፈደራላዊትፓርላማዊትሪፓብሊክ
  ፕረዚደንትፍራንክ-ቫልተር ሽታይንማየር
  ቻንስለርኦላፍ ሾልዝ
ሓጋጊ ኣካልBundesrat y Bundestagሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት 
  ጠቕላላ357,022ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ 
 ግምት (2020)80,159,662 ተቐመጥቲ
ባጤራዩሮ (€)
ዞባ ግዜCET (UTC +1)
ኮድ ኣይሶ276 / DEU / DE
ዓውዲ ኢንተርነት.de
ኮድ ኣ.ኦ.ኮGERሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ጀርመን (ብጀርመንኛ፦Deutschlandኣደማምጻ፦ /ዶችላንድ/ (ስማዕ))፣ ብወግዒፈደራላዊት ሪፓብሊክ ጀርመን (ብጀርመንኛ፦Bundesrepublik Deutschlandኣደማምጻ፦ /ቡንደስረፑብሊክ ዶችላንድ/ (ስማዕ))፣ ኣብ ማእከላይሰሜናዊ ኤውሮጳ እትርከብ ብሰሜን ብወገን ምስ፣ደንማርክ፣ ብወገን ምብራቕ ምስፖላንድ፣ ብምብራቕ ምስሪፓብሊክ ቸክ፣ ብደቡባዊ ምስኣውስትርያስዊዘርላንድ ብምዕራብ ምስፈረንሳበልጅዩምሉክሰምበርግን፤ ከምኡውንኔዘርላንድ እትዳውብ ሃገር እያ።ርእሰ ከተማበርሊን እያ።

ሕጊ

[ኣመዓራርይ |ኮድ ኣመዓራርይ]

ጀርመን ብኣዝዩ ጸቡቕ ኣካያይዳ ዘለዎ፣ ንናእሽቱ መንእሰያት ኣብ ስራሕ ትምህርቶም ከድህቡ ዝጸቅጥ ተረርቲ ሕግታት ኣለዋ።ኣብ ጀርመን ሓደ ትሕቲ 18 ዓመት ከም መኪና፣ ኣሰንበድቲ ፊልምታት ወልፍታት ሽጋራ ናይ ሓንቲ ስድራ ምስካም`ውን ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ኣይፍቀድን እዩ.

ካብ «https://ti.wikipedia.org/w/index.php?title=ጀርመን&oldid=24984» ተረኺቡ
መደባት

[8]ページ先頭

©2009-2025 Movatter.jp