Movatterモバイル変換


[0]ホーム

URL:


ናብ ትሕዝቶ ኪድ
ዊኪፐድያናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ድለይ

ዩቱብ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ዩቱብ
ዩቱብ ው.ሓ.ኩ. (YouTube, LLC)
ዓይነትመድረኽ ቪድዮ ኣብ መስመር
ኢንዱስትሪኢንተርነት
መሰረት14 ለካቲት 2005 (20 ዓመታት)
መስረትቲSteve Chen
Jawed Karim
Chad Hurley
ዋና ቤት ጽሕፈትባንዴራ ኣመሪካሳን ብሩኖካሊፎርንያኣመሪካ
ቦታ ስራሕዓለማዊ
ቁልፊ ሰባትሱዛን ዎጂጽኪ (ዋና ፈጻሚ ስራሕ)
ፍርያትዩቱብ ፕሪምየም
ዩቱብ ምዩዚክ
ዩቱብ ኪድስ
ዩቱብ ቲቪ
ዩቱብ ጌሚንግ
ዩቱብ ሾርትስ
እቶት31,500,000,000 ዶላር ኣመሪካ
ወናኒኣልፋበት
ሰራሕተኛታት3,000 (2021)
መርበብ ሓበሬታ
መርበብ ሓበሬታyoutube.com
ምዝገባኣማራጽያዊ
ተጠቀምቲ4.59 ቢልዮን ንጡፋት
ዝርከቡ ቋንቋታት80

ዩቱብ (ብእንግሊዝኛ፦ YouTube)፣ኣመሪካዊ መበቆል ዘለዎቪድዮታት ንምክፋል ዝዓለመመርበብ ሓበሬታ እዩ። ዝተፈላለዩ ናይፊልም ክሊፓት፣መደባት ተለቪዥንቪድዮታት ሙዚቃን ዝሓዘ እዩ። ነዚ መድረኽ ትሕዝቶ ዝፈጥሩ ሰባት ብሓፈሻዩቱበርስ (በዓል ሞያ ዩቱብ) ተባሂሎም ዝፍለጡ እዮም።

ኣብ ለካቲት 2005 ብሰለስተ ነበር ሰራሕተኛታትፐይፓል ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ኣብ ጥቅምቲ 2006 ብጉግል ብ1.65 ቢልዮን ዶላር ተዓዲጉ፤ ሕጂ ድማ ከም ሓደ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ ትካላቱ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ኣብ ኢንተርነት ካብ ጉግል ቀጺሉ ብዓይነቱ ዝበዝሐ ዝጥቀመሉ መርበብ ሓበሬታ እዩ።

ካብ «https://ti.wikipedia.org/w/index.php?title=ዩቱብ&oldid=25612» ተረኺቡ
መደባት

[8]ページ先頭

©2009-2025 Movatter.jp