Movatterモバイル変換


[0]ホーム

URL:


ናብ ትሕዝቶ ኪድ
ዊኪፐድያናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ድለይ

ዊኪፐድያ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ጀምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍመሰረት ወይመዋቕር እዩ።ሕጂ ከተስፍሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ!
ዊኪፐድያ

መበገሲ ገጽ ዊኪፐድያ ብእንግሊዝኛ ብ19 ሓምለ 2020
ሓፈሻዊ ሓበሬታ
ዓውዲ ኢንተርነትhttps://www.wikipedia.org/
ዓይነትencyclopedic wiki
MediaWiki wiki
Wikimedia project
open content
crowdsourced project
user-generated content platform
very large online platform
sociotope
self-depicting entity
መበቆል ሃገርኣመሪካ
ንግዳዊኣይኮነን
ምዝገባኣማራጽያዊ
ዝርከቡ ቋንቋታት321 ቋንቋታት
ትግርኛእወ
ሶፍትዌርMediaWiki
ፍቓድGNU Free Documentation License
CC BY-SA 3.0
Creative Commons Attribution-ShareAlike 4.0 International
እዋናዊ ኩነትኣብ ቀጻሊ ምዕባለ
ምምሕዳር
ኣማዕባሊJimmy Wales
Larry Sanger
Wikimedia community
ወናኒWikimedia Foundation
Jimmy Wales
ኣስራሒWikimedia Foundation
Equinix
Wikimedia Site Reliability Engineering
መወንጨፊ15 ጥሪ2001
ስታቲስቲክስ
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ> 300 765 ንጡፋት ተጠቀምትን
> 81 997 155 ዝተመዝገቡ ተጠቀምትን
እቶትወፈያታት ካብዊኪሜድያ
መድረኽLAMP

ዊኪፐድያ ናጻ፣ሕብረ ልሳናውን ብሓባራዊ መንገዲ ዝተመዓራረየንኢንሳይክሎፐድያ (መዘገበ ፍልጠት) እዩ። ኣብ መርበብ ናጻኢንሳይክሎፐድያ ንምፍጣር ፕሮጀክት እዩ። ኩሉ ሰብ ፍልጠቱ ኣብ ዝኾነ ኣርእስቲ ብኩሉ ሰብኣዊ ጥበብ ማዕከን ዳታ ንምፍጣር ከበርክት ይኽእል እዩ።

ብ15 ጥሪ 2001 ብጂሚ ዌልስላሪ ሳንገርን እዩ ተፈጢሩ፣ ከምኡ’ውን ኣብኢንተርነት ዝዓበየን ህቡብን መወከሲ ስራሕ እዩ።

ካብ «https://ti.wikipedia.org/w/index.php?title=ዊኪፐድያ&oldid=24814» ተረኺቡ
መደባት

[8]ページ先頭

©2009-2025 Movatter.jp