Movatterモバイル変換


[0]ホーム

URL:


ናብ ትሕዝቶ ኪድ
ዊኪፐድያናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ድለይ

ስጳኛ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ንግስነት ስጳኛ
Reino de España  (ስጳንኛ)
ሃገር ኣባልኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦«Plus ultra»
ሃገራዊ መዝሙርMarcha Real

ርእሰ ከተማባንዴራ ከተማ ማድሪድ ማድሪድ
40°25′01″ሰ3°42′12″ምዕ /40.416944444444,-3.7033333333333ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢስጳኛዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲፓርላማዊ ንግስና
  ንጉስፈሊፐ ሻድሻይ
  ፕረዚደንት መንግስቲፔድሮ ሳንቸዝ
ሓጋጊ ኣካልኮርተስ ሄነራለስ
ስፍሓት 
  ጠቕላላ505,990ትርብዒት ኪ.ሜ.
  ማይ (%)1.04
ብዝሒ ህዝቢ 
 ግምት (2025)49,153,849 ተቐመጥቲ
ባጤራዩሮ (€)
ዞባ ግዜCET (UTC+1)
ዓውዲ ኢንተርነት.es
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ+34
ኮድ ኣ.ኦ.ኮESP
SPAሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ስጳኛ (ብስጳንኛEspaña)፣ ወግዓዊንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦Reino de España)፣ ልኡላዊትስግረ-ኣህጉራዊትሃገር ኮይና፣ ከምማሕበራውደሞክራስያውን ሃገር ሕጊ ዝተመስረተትን መልክዕ መንግስታ ድማፓርላማዊ ንግስነት ዝኾነትን እያ። ሓንቲ ካብተን ንኤውሮጳዊ ሕብረት ዝቖማ ዕስራን ሸውዓተንልኡላውያን ሃገራት እያ።ርእሰ ከተማኣ ኣብማድሪድ ዝርከብ ግዝኣታ፣ ነፍሲ ወከፈን ብሓምሳኣውራጃታት፣ ክልተርእሰ ምሕደራውያን ከተማታትን ኣብሰሜን ኣህጉርኣፍሪቃ ዝርከባ ዝተፈላለያፕላዛስ ደ ሶበራንያን ዝቖማ ዓሰርተ ሾብዓተርእሰ ምሕደራውያን ማሕበረሰባት ዝተወደበት እያ።

ካብ «https://ti.wikipedia.org/w/index.php?title=ስጳኛ&oldid=25489» ተረኺቡ
መደባት

[8]ページ先頭

©2009-2025 Movatter.jp