ኩሉ ሰብ ከመዓራርይ ዝኽእል
ናጻ ናይ ትሕዝቶ ኢንሳይክሎፐድያ።
ዊኪፐድያ ብትግርኛ ብ29 ለካቲት 2004 ጀሚሩ።

ጉግል ው.ሓ.ኩ (ውሱን ሓላፍነት ኩባንያ) (ብእንግሊዝኛ፦ Google LLC)፣ ናይኣመሪካዊኣልፋበት ቀንዲ መለስተኛ (subsidiary) ኩባንያ እዩ፣ ፍሉይ ክእለቱ ድማ ምስኢንተርነት፣ሶፍትዌር፣ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትን ካልኦት ቴክኖሎጂታትን ዝተኣሳሰሩ ፍርያትን ኣገልግሎታትን እዮም። ቀንዲ ፍርያት ጉግል ተመሳሳሊ ስም ዘሎ ናይ ኢንተርነት ትሕዝቶ ምድላይ ሞተር እዩ፣ ዋላ እኳ ካልኦት ፍርያትን ኣገልግሎታትን ከምቲ ናይጉግል ድራይቭ (Google Drive) ቤት ጽሕፈት ተርታ ኣቕሑ፣ እቲጂመይል (Gmail) ዝበሃልኢመይል፣ ናይጉግል ካርታታት (Google Maps)፣ጉግል ስትሪት ቪውን (Google Street View)ጉግል ኤርዝን (Google Earth) ናይ ካርታ ኣገልግሎታቱ፣ እቲ ናይዩትዩብ (YouTube) ቪድዮታት መርበብ ሓበሬታን ካልኦት ናይ መርበብ ሓበሬታ ኣገልግሎታትን ከምጉግል መጻሕፍቲ (Google Books)፣ጉግል ዜናን (Google News)ተርጓሚ ጉግልን (Google Translate) የቕርብ እንተኾነ።
ዊኪፐድያ ሓደ ካብቶም ፕሮጀክታት ዊኪሜድያ እዩ፣ ብመሰረት ዊኪሜድያ (Wikimedia Foundation) ዝመሓደር።
| ዊኪሜድያ ኮመንዝ ምስልታትን ሕብረ-ሜድያውን | ዊኪ-መዝገበ-ቃላት ናጻ መዝገበ-ቃላት | |||
| ዊኪዳታ ናጻ መዋፈሪ ሓበሬታ | ዊኪመጻሕፍቲ መምሃሪ መጻሕፍትን መምርሒታትን | |||
| ዊኪዜና ናጻ ዜና | ዊኪኰውት ጥርናፈ ጥቕስታት | |||
| ዊኪሶርስ ናጻ ቤተ-መጻሕፍቲ | ዊኪጅር መዝገብ ጅር | |||
| ዊኪቨርሲቲ መምሃሪ ሃብቲ | ዊኪጉዕዞታት ሓባሪ ጉዕዞ | |||